Tesfom & Habtom's Rivalry" (Tigrinya Edition) -Language: tigrinya

sku: COM9780578454689NEW COM9780578454689USED
ACCORDING TO OUR RECORDS THIS PRODUCT IS NOT AVAILABLE NOW
$24.89
Shipping from: Canada
Description
"ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምንእዚ ዛንታ ብዛዕባ ካብ 1952 ዓ ም ጀሚረን ክሳብ 1973 ኣብ ኣስመራ ን21 ዓመታት ዝቕመጣ ዝነበራ ክልተ ስድራ ቤታት’ዩ ዘዘንቱ። ተስፎምን ሃብቶምን ካብ ክልተ ጎረባብትን ደቂ ሓደ ዓዲን ዝኾኑ፣ ግራዝማች ስለጠነን ባሻይ ጎይትኦምን ዝበሃሉ ወለዲ ዝተወለዱ እዮም። ከም ጎረባብቲ ብሓንሳብ ሓመድ እናቛሓሙን እናተጻወቱን፣ ኣብ ሓደ ቀጽሪ እዮም ዓብዮም። ከም ኩሎም ቆልዑ ኸኣ እናተመሓዘውን እናተጻልኡን፣ ሓንሳብ ፍትው ሓንሳብ ጽልእ እናተበሃሃሉ ዓበዩ።ኣብ ዕድመ ናይ ትምህርቲ ምስ በጽሑ ኸኣ፣ ብናይ ደረጃ መነባብሮ ፍልልያት ተስፎም ትምህርቱ ክቕጽል ከሎ፣ ሃብቶም ግን ንስድራ ቤቱ ክሕግዝ ትምህርቱ ኣቋሪጹ ናብ ስራሕን ንግድን ዓለም ተዋፈረ። ክልቲኦም ሰብኡት ምስ ኮኑን፣ ተመርዕዮም ሓዳር መስሪቶም ኣብ ውላድ ምስ በጽሑን፣ እንደጌና ክራኸቡ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ረኸቡ።በዚ ምኽንያ’ዚ ክቀራረቡ ምስ ጀመሩ ኸኣ፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ቀደም መዕበያኦምን ጉርብትናኦምን፣ ፍቕሪ ወለዶም ተወሲኹዎ፣ ናብ ሽርክነትን ብልግና ምትሓሓዝን በቕዑ። ኣብቲ ሓድሽ ዝመስረትዎ ሓዳርን ናብራን ከኣ፣ ንሳቶም መሳርሕትን ጎረባብትን፣ ኣንስቶም መድህንን ኣልጋነሽን ከኣ፣ መሓዙትን መማኸርቲን፣ ብተወሳኺ ደቆም’ውን መማህርትን መጻውትን ክኾኑ ኸኣሉ። እዚ ናይዘን ሓደስቲ ዝተመስረታ ክልተ ስድራ ቤት ጉርብትና፣ ነቲ ዝነበረ ርክብ ብዝያዳ ኣቀራረቦን ኣርጎዶን። በዚ ዕድል’ዚ ተጠቒሞም ከኣ፣ ቆልዑን ኣንስትን ኣዝዮም ፍሉይ ምቅርራብን ፍቕርን ክምስርቱ በቕዑ። ደቆምን ኣንስቶምን ጥራይ ዘይኮኑ ኣሕዋት ተስፎምን ሃብቶምን ኣርኣያን ደርማስን’ውን ከይተረፉ መሳርሕቶምን ሓገዝቶምን ክኾኑ በቕዑ። በዚ ኸኣ ዓበይቲ ወለዲ ተሓጎሱን ተሓበኑን።ከምዚ’ሎም ብኹሉ ኹሉ እናተመሓየሹን እናሰሰኑን ክስጉሙ ጀመሩ። ከምዚ ኢሎም ካብ ዓወት ናብ ዓወት እናተሰጋገሩ ኸለው፣ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ስድራ ቤታት ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ሞንጎ ተስፎምን ሃብቶምን ዘምስናይን ዘይምቅዳውን ክኽሰት ጀመረ። ብሰላምን ብቐሊሉን ክፍታሕ ዝኽእል ዝነበረ ግርጭት፣ ናብ ከቢድ ጽልእን ቂምታን ዓረገ።እዚ ባእስን ጽልእን’ዚ፣ ንኽልቲኡ ስድራ ቤታትን፣ ኣንስቶምን ቆልዑቶምን ኣናወጾም። እዚ ነዊሕን ዝተሓላለኸን ዛንታ’ዚ፣ ካብ ክልተ ዝተፈላለየ ጠባይን ባህርን ስምዒትን ድኽመትን ነቒሎም፣ ብጽልእን ቂምታን ድኽመትን ዓዊሮምን ተሰኒፎምን እቲ ሕምቀቶም ድኽመቶምን፣ ንኣኣቶምን ንሙሉእ ስድራ ቤቶምን ዘስዓበሎም ነውጽን፣ ዘኸተሎ ሓርጎጽጎጽን ክሳራን ሃስያን ዘዘንቱ ዛንታ’ዩ።
Price history chart & currency exchange rate
Customers also viewed

$27.72
Ivory Nut Carved Butterfly Hairpin Plum Hairpin20cmAncient Style Cheongsam Bodhi Seed Personalized Hair Accessories Gift Box
aliexpress.ru
$14.24
5 Pcs Bowl Deepen Soup Enamelware Food Containers with Lids Household Kitchen Mixing Bowls
aliexpress.ru
$538.00
Глянцевая задняя панель B-pillar из сухого углеродного волокна для автомобилей 370Z Z34, новинка 09 года, пара (замена), комплекты для настройки внеш...
aliexpress.ru
$51.62
Мягкая свободная деталь 180 плотность без клея 26 дюймов Длинный натуральный черный прямой глубокий 5*5 Шелковый Топ кружевной передний парик ...
aliexpress.ru
$115.70
100 шт., литиевая батарея Dewtox LS14250, L14250, ER14250, 1/2 АА, 3,6 В для ПЛК, станков с ЧПУ, газовый счетчик, часы в реальном времени
aliexpress.ru
$33.19
Spring and summer tassel seven-point sleeve T-shirt foreign temperament loose Korean style solid color coat women T-shirt coat
aliexpress.com
$0.14
Baby Toys Wooden 3d Puzzle Tangram Shapes Learning Cartoon Animal Intelligence Jigsaw Puzzle Toys For Children Educational
aliexpress.com
$25.21
reflect jacket for men spring autumn windbreaker zipper designer jackets windruner coat m3, Black;brown
dhgate.com













![Kose Predia Fango Head Cleanse SPA+ Замена помпы 500 г Уход [Рефилл] [Продукт]
Kose Predia Fango Head Cleanse SPA+ Замена помпы 500 г Уход [Рефилл] [Продукт]](http://img.joomcdn.net/b8fda5b834b1cd77b0ef47b62147177f349b54ce_original.jpeg)